የሱስ ኣብ መስቀል ሞይትካ ስለይ
ተንሲእካ ካብ ሞት ንምድሓን ነፍሰይ
ይቕረ በል ንኹሉ ሓጢኣተይ
ናይ ልበይ ዓርክን ጎይታን ህይወተይን ኩን
ህይወተይ ለዊጥካ ሓድሰለይ
ንዓኻ ክነብር ርድኣኒ ጎይታይ

ናይ ድሕነት ግጥሚ